ሓበሬታ ንዓኻ ንዝሓመምካ

ሆበተኪዩ-ዲፕሎማዊ ስራሕ እንታይ እዩ?

ናይ ሆበተ ዩ-ዲፕሎማዊ ስራሕ ማለት ኩሎም ሰራሕተኛታት ናይ ስራሕ ኣገባብ ዝተሳተፉ ብሕልፊ ድማ ብዛዕባ ልምዲ ናይ ጾታን ግብረስጋን ብምትኳር ይሰርሑ። ትሕዝትኡ ድማ እቲ ስራሕ ብቐሊሉ ክርከብን፤ብጽቡቕ ኣቀባብላን ንኹላቶም ደቂ ሰብ ብጾታ፤ናይ ጸታ መግለጽን፤መንነት ናይ ጾታን፤ግብስጋን ብዘየገድስ ስራሓቱ የካይድ። ኣብዚ ብዛዕባ ትሕዝቶ ትምህርትን ዕላማን ተንብብ።

ናብዚ ብምምጻእካ ከመይ ተሰሚዑካ? ርእየቶኻ ኣድላዪ እዩ!

ብርእይቶኻ ንሕና ንሆበተኪዩ-ዲፕሎማዊ ስራሕና ከነማዕብልን ውሕስነት ንምግባርን እዚ ናይ ሆበተኪዩ-ዲፕሎማዊ ስራሕ ኣብ ሸቶኡ ይወቅዕ። ስም ኣልቦ ኮንካ ክትምልስ ድማ ትኽእል። እንተድኣ ምሳና ክትመያየጥ ምስእትደሊ ብኸመይ ክንራኸበካ ከምእንኽእል ትሕብረና።

ኣብዚ ናይ ሆበተኪዩ-ዲፕሎማዊ ስራሓት ትረክብ።