Webbplatsen använder teknik som troligen inte stöds av din webbläsare som exempelvis Internet Explorer 11. Vissa saker kan se konstiga ut eller inte fungera. Vi rekommenderar att du byter till en modern webbläsare istället.

Gå direkt till huvudinnehållet

እንርከቦ ቦታ

 

ኣብ ጥቓኻ ዝርከብ ክፍሊ ሕክምና፤ክፍሊ ሕጻናት ሕክምና፤መቐበሊ ክፍሊ መሕረስቲ፤ መቐበሊ መንእሰያት፤ሕጻናትን፤ መንእሰያትን፤ናብ ህይወት ንምምላስን ከምኡእውን ክፍሊ ናይ ማህጻንን። ንሕና ኣብ ብዙሓት ቦታታት ኣብ ምዕራባዊ የታላንድ ንርከብ፤ ምስ ትሓሙ ወይ ምስ ትጉድኡ ንዓና ትራኸቡና።

 

ኣብ መድለዪ ዘሎ ዝተሓጽረ ኣብ መቐበሊ ስም ፤ኮሙን ወይ ኣድራሻ ትጥቀም። እንተደሊኻ ድማ መሚኻ ክትደሊ ትኽእል፤ብሽወደን ጥራይ ኢኻ እትደሊ፤ ውጽኢት ወይ መልሲ ድማ ብሽወደን ይህበካ።


Senast uppdaterad: 2019-10-03 14:33